1 ወሰኽ LearnNoW
Oppslag i bokmålsordboka - skript
MENU
1.3
1.3 ግስታት
ኣብ ኖርወየኛ፡ ንሓደ ግሲ ኸመይ ከም ዝዛዘም/ዝውድእ ብምርዝይ ጥራሕ ከተለልዩ ትኽእል ኢኻ። መብዛሕቶም ግስታት ኣብ ረባሕታ ህልው እዋን ብ -r እዮም ዝዛዘሙ።
ኣብ ምዕራፍ 1 ኣርባዕተ ዝተፈላለዩ ግስታት ኣለዉ፡
- Jeg heter Axel.
- Hyggelig å hilse på deg.
- Jeg er norsk.
- Hvor kommer du fra?
ነቶም ረባሕታ ህሉው እዋን ዘለዎም ግስታት ከተለልዮም'ዶ ትኽእል?