Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti 2
  2. Ben
  3. ትግርኛ

Språkvelger

2B LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
    • ዝርዝር ቃላት
    • ትግርኛ
    • ቁጽርታት 40+
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ

Oppslag i bokmålsordboka - skript

MENU

2B På Gardermoen

2B På Gardermoen

Your browser does not support the audio element.  ►100% 

Your browser does not support the audio element.  ► 70%  ቅሩጽ ድምጺ

Benjamin kommer fra Frankrike. Han bor i Fjordvik. Benjamin er førti år gammel. Han er gift med Cecilie. Cecilie er norsk. De har ei jente, Dina, og en gutt, Alex.

Nå er han på Oslo lufthavn på Gardermoen. Han sitter på en kafé. Benjamin venter på Cecilie, Dina og Alex.

Ola: Unnskyld, er det ledig her?

Ben: Ja, vær så god!

O: Venter du på et fly?

B: Ja, jeg venter på et fly fra Paris. Og du?

O: Jeg også. Er du fransk?

B: Ja, jeg kommer fra Paris.

O: Jeg heter Ola. Hyggelig å hilse på deg.

B: Takk i like måte. Jeg heter Benjamin.

2B Oversatt

ኣብ ጋርደርሙን

በንያሚን ወዲ ፈረንሳይ እዩ። ኣብ ፊዮረቪክ ይቕመጥ። በንያሚን ወዲ ኣርብዓ ዓመት እዩ። ንሰሲልየ በዓል ቤታ'እዩ። ሰሲልየ ኖርወያዊት እያ። ሓንቲ ጓልን ሓደ ወድን፡ ዲናን ኣለክስን ዝበሃሉ ኣለዉዎም።

ሕጂ፡ኣብ ምዓርፎ ነፈርቲ ጋርደርሙን ኣሎ፤ኣብ እንዳ ቡን ከኣ ኮፍ ኢሉ ኣሎ። በንያሚን ንሰሲልያ፣ ዲናን ኣለክስን ይጽበዮም ኣሎ።

Ola: ይቕረታ፡ እዚ ኩርሲ ነጻ ድ'ዩ፧

Ben: እወ፡ ኮፍ በል።

O: ነፋሪት ዲኻ ትጽበ ዘለኻ፧

B: እወ፡ ካብ ፓሪስ እትመጽእ ነፋሪት እጽበ ኣለኪ። ንስኺ'ኸ፧

O: ኣነ'ውን። ፈረንሳዊ ዲኻ፧

B: እወ፡ ወዲ ፓሪስ እየ።

O: ሰመይ ኦላ እዩ። ጽቡቕ ሌላ!

B: ኣሕቡሩ! ኣነ ኸኣ በንያሚን እበሃል።

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In