Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti 3
  2. Dina
  3. ትግርኛ

Språkvelger

3D LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
    • ዝርዝር ቃላት
    • ትግርኛ
    • ህንጻታት
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ

Oppslag i bokmålsordboka - skript

MENU

3D Dinas rom

3D Dinas rom

Your browser does not support the audio element.  ►100% 

Your browser does not support the audio element.  ► 70%  ቅሩጽ ድምጺ

Dina sitter på senga og tar bilder av rommet. Det er tirsdag kveld, og hun er alene. Vennene til Dina er i Frankrike. Men de er på Facebook. Snart kan de se bilder fra Dinas rom i Norge.

Dina hører på musikk. Justin Bieber synger «Baby», og hun smiler og ser rundt i rommet. Hun har et skrivebord og en stol. Hun har også en sofa, et bord og en lenestol, og ved vinduet står en kommode. På veggen er det bilder av Justin Bieber. Mellom døra og senga er det et klesskap. Det har ei hylle for bluser og T-skjorter, ei for bukser og skjørt, og ei for undertøy. I skapet er det også jakker og sko.

Dina bytter bluse og går på badet. Hun står foran speilet og ordner håret og tar på sminke. Så henter hun kameraet, smiler og tar et bilde i speilet. Det blir kjempefint! Snart kan vennene i Frankrike se bilder av Dina i Norge.

3D Oversatt

ናይ ዲና ክፍሊ

ዲና ኣብ ዓራት ኮፍ ኢላ ንክፍላ ትስእሎ ኣላ። ሰሉስ ምሸት እዩ፡ ንበይና ከኣ ኢያ ዘላ። ናይ ዲና መሓዙት ኣብ ፍራንስ እዮም ዘለዉ። ግን ኣብ ፈይስ ቡክ ትረኽቦም እያ። ኣብ ቀረባ ጊዜ፡ ናይ ዲና ክፍሊ ዘርእይ ስእሊ፡ ኣብ ፈይስ ቡክ ክርእዩ እዮም።

ዲና ሙዚቃ ትሰምዕ ኣላ። ጃስቲን ቢበር «Baby» እናበለ ይዝምር ኣሎ። ዲና ፍሽኽ እናበለት ነቲ ክፍሊ እናዞረት ትርእዮ ኣላ። ኣብቲ ክፍሊ ሰደቓን ኩርስን ኣለዋ። ሳሎን፣ ጣውላን፣ መደገፊ ኢድ ዘለዎ መንበር እውን ኣለዋ። ኣብ ጥቓ እቲ መስኮት ሰደቓ ጽባቔ ኣሎ። ኣብቲ መንደቕ ናይ ጃስቲን ቢበር ኣሳእል ኣሎ። ኣብ መንጎ እቲ ማዕጾን ዓራትን ከኣ፡ ከብሒ ክዳውንቲ ኣሎ። እቲ ከብሒ፡መደርደሪ ክዳን ላዕልን ማልያታትን፣ ሓደ መደርደሪ ስረታትን ካሚቻታትን፣ ከምኡ'ውን ሓደ ናይ ሙታንትታ መደርደሪ ኣለዎ። ኣብቲ ከብሒ ጃኬታትን ኣሳእንን እዋን ኣሎ።

ዲና ናይ ልዕሊ ክዳና ቀይራ ናብ ሽንቲ ቤት ከይዳ። ኣብ ቅድሚ መስቲያ ደው ኢላ፡ ጸጕራ ኣተዓራርያ፡ ተኰሓሃለት። ድሓር መስኣሊት ማኪና ወሲዳ፡ ኣብቲ መስቲያ እናረኣየት ተሳእለት። ብጣዕሚ ጽቡቕ! ድሕሪ ቁሩብ እዋን፡ ኣብ ፈረንሳ ዘለዉ መሓዙታ፡ ናይ ኖርወይ ስእላ ክርእዩ እዮም።

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In