Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti 11
  2. ወሰኽ
  3. 11.3 ክልተ ኖርወያውያን ቀባእቲ

Språkvelger

11 ወሰኽ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
    • 11.1 Ja - jo (እወ)
    • 11.2 ሓጸርቲ መልስታት
    • 11.3 ክልተ ኖርወያውያን ቀባእቲ
    • 11.4 At - om (ዝ- . . እንተ)
    • 11.5 Skomakerdokka

Oppslag i bokmålsordboka - skript

No script
MENU

11.3

11.3 ክልተ ኖርወያውያን ቀባእቲ

To norske malere

Edvard Munch (1863-1944) er Norges mest kjente maler. Han var en ekspresjonist. Han malte ikke bare det han så, men også det han følte. Maleriet Skrik fra 1893 er et eksempel på dette. Vi kan se mange av bildene hans i Munch-museet og i Nasjonalgalleriet i Oslo.

ኤድዋርድ ሙንክ (1863-1944) ውሩይ ኖርወያዊ ቀባኢ እዩ። ሜላ ስርሕ ቅብኡ ገላጺ ስምዒት (expressionist) እዩ ዝብሃል። ዝርኣዮ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ዝስምዖ ዝነበረ እዋን እዩ ብቕብኣኡ ገይሩ ዝገልጽ። እቲ ውጭጭ (Scream) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ስራሕ ቅብኣኡ ናይ'ዚ ምሳሌ እዩ። መብዛሕቶም ስእሊ ቅብኣኡ፡ ኣብ ቤተ መዘክር ሙንክን ኣብ ኦስሎ ሃበራዊ ገለርያን ክንርእዮ ንኽእል ኢና።

Harald Sohlberg (1869-1935) er også en viktig norsk maler, selv om han ikke er like berømt som Edvard Munch. Han er spesielt kjent for sine skildringer av fjellene i Rondane og byen Røros. Noen av hans mest kjente malerier er Vinternatt i Rondane og Etter snestorm.

ሃራልድ ሱልበርግ (1869-1935) እውን ኣገዳሲ ኖርወያዊ ቀባኢ እዩ፤ ወላ'ኳ ከም ኤድዋርድ ሙንክ ብዙሕ ህቡብ ኣይኹን እምበር። እቲ ብፍሉይ ተፈላጥነት ዝሃቦ ስራሕ፡ ስእሊ ናይ ጎቦታት ሮንዳነን ከተማ ርሮስን እዩ። ካብ'ተን ፍሉጣት ቅብኣታቱ ድማ ለይቲ ሓጋይ ኣብ ሮንዳነን ድሕሪ ህቦብላ በርድ ዝበሃላ እየን።

Etter snestorm av Harald Sohlberg (Wikimedia Commons)

Etter snestorm av Harald Sohlberg (Wikimedia Commons)
Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In