Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti 11
  2. ወሰኽ
  3. 11.4 At - om (ዝ- . . እንተ)

Språkvelger

11 ወሰኽ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
    • 11.1 Ja - jo (እወ)
    • 11.2 ሓጸርቲ መልስታት
    • 11.3 ክልተ ኖርወያውያን ቀባእቲ
    • 11.4 At - om (ዝ- . . እንተ)
    • 11.5 Skomakerdokka

Oppslag i bokmålsordboka - skript

No script
MENU

11.4

11.4 At - om (ዝ- . . እንተ)

ኣብ ምዕራፍ 8 ከም ዝተገልጸ፡ ኣጸጋዕቲ መስተጻምራት at ን om ን ዘይቀጥታውያን ምሉእ ሓሳብን ሕቶን ንምምስራት ንጥቀመሎም፡

At (ገላጺ ሓሳብ):

De tror at han kommer til Gardermoen.
ንጋርደርሙአን ከመጽእ እዩ ኢሎም እዮም ዝሓስቡ።
Rykter sier at han er i Oslo.
ወረታት ኣብ ኦስሎ ከም ዘሎ እዮም ዝዛረቡ።

Om (ሕቶ):

Dina spør om han kommer til Gardermoen.
ዲና ናብ ጋርድርሙን ዝመጽእ እንተ ኰይኑ ሓቲታ።
Dina spør om han er i Oslo.
ዲና ኣብ ሶሎ እንተ'ሎ ሓቲታ።

Om ጥርጥር/ምውልዋል ንምግላጽ እውን ይዝውተር፤

Hun lurer på om han kommer.
ከመጽእ ምኻኑ ኣጠራጡሩዋ። (ምምጽኡ የወላውላ ኣሎ።)
Hun vet ikke om han kommer.
ዝመጽእ እንተ ኰይኑ ኣይትፈልጥን እያ። (ክመጽእ ምዃኑ ኣይትፈልጥን እያ።)
Hun er ikke sikker på om han kommer.
ምምጽኡ ርግጸኛ ኣይኮነትን። (ዝመጽእ እንተ ኰይኑ ርግጸኛ ኣይኮነትን።)
Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In