Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti 3
  2. Alex
  3. ትግርኛ

Språkvelger

3A LearnNoW

×
  • Alex
    • ዝርዝር ቃላት
    • ትግርኛ
    • ምዓልታት
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ

Oppslag i bokmålsordboka - skript

MENU

3A Alex våkner i Fjordvik

3A Alex våkner i Fjordvik

Your browser does not support the audio element.  ►100% 

Your browser does not support the audio element.  ► 70%  ቅሩጽ ድምጺ

Det er mandag morgen. Alex ligger på en madrass og tenker. Han er ikke i Paris, han er i Fjordvik i Norge. Her skal de bo. Han skal gå i barnehagen her. Dina skal gå på skolen. Mamma og pappa skal jobbe.

Mamma kommer inn til Alex. Hun smiler.

Mamma: God morgen, Alex! Er du våken?

Alex: Hei, mamma. Hva skal vi gjøre i dag?

M: Vi skal være hjemme. Vi skal være sammen, du og Dina og pappa og jeg.

A: Men hva skal vi gjøre?

M: Vi venter på en flyttebil. Men nå skal vi spise frokost. Kommer du?

A: Ja, jeg kommer.

M: Dina! Ben! Nå er det frokost.

De sitter rundt bordet og spiser frokost sammen. Det er hyggelig. Dina sier noe morsomt. Pappa ler, og mamma smiler.

Alex sitter og tenker. Han er i Norge nå. Han kjenner bare mamma, pappa og Dina her. Han må finne en venn.

3A Oversatt

ኣለክስ ንግሆ ኣብ ፍዮርድቪክ ይነቅሕ

ንግሆ ሰኑይ እዩ። ኣለክስ ኣብ ፍርናሽ ጎቦ ኰይኑ ይሓስብ ኣሎ። ኣብ ፓሪስ ዘይኮነስ፡ ኣብ ፍዮርድቪክ፡ ኣብ ኖርወይ እዩ ዘሎ። ኣብዚ ኣብ መዋእለ ሕጻናት ክኣቱ እዩ። ዲና ትምህርቲ ክትከይድ እያ። ኣቦኡን ኣዲኡን ድማ ክሰርሑ እዩም።

ኣዲኡ ናብ ኣለክስ ትኸይድ'ሞ፤ ክምስ ትብሎ።

Mamma: ደሓን'ዶ ሓዲርካ፡ ኣለክስ! ተሲእካ ዲኻ?

Alex: ሰላም ኣደ። እንታይ ክንገብር ኢና ሎሚ?

M: ኣብ ገዛ ኢና ንውዕል። ኩልና፡ ንስኻ፣ ዲና፣ ኣቦኻን ኣነን ብሓባር ክንውዕል ኢና።

A: ግን እንታይ ክንግብር ክንውዕል ኢና።

M: ነታ ናይ መግዓዚት ማኪና ንጽበ ኣሎና። ሕጂ ግን፡ ቁርሲ ክንበልዕ ኢና። ክትመጽእ ዲኻ?

A: ሕራይ፡ እመጽእ ኣለኹ።

M: ዲና! በን! ቁርሲ ተቐሪቡ።

ኣብ ዙርያ መመገቢ ጣውላ ኮፍ ኢሎም ብሓባር ቁርሲ ይበልዑ። ደስ ዘብል። ዲና መስሓቂ ነጊራቶም። ኣቦኦም ሰሕቐ፡ ኣዲኦም ከኣ ክምስ በለት።

ኣለክስ ኮፍ ኢሉ ይሓስብ ኣሎ። ሕጂ ኣብ ኖርወይ እዩ ዘሎ። ነዲኡን ኣቦኡን ዲና ጥራሕ እዩ ዝፈልጥ ሕጂ። ዓርኪ ክረክብ ኣለዎ።

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In