Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti 4
  2. ወሰኽ
  3. 4.5 ዕለታት

Språkvelger

4 ወሰኽ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
    • 4.1 ንስድራ ቤት ዝገልጹ ቅላት
    • 4.2 ግዜ
    • 4.3 ስዓት
    • 4.4 ተርታውያን
    • 4.5 ዕለታት

Oppslag i bokmålsordboka - skript

No script
MENU

4.5

4.5 ዕለታት

ቅኑዕ መስርዕን ናይ ኣበሃህላ ዕለት ኣብ ኖርወየኛ፡ መዓልቲ፣ ውርሒ፣ ዓመት እዩ። መዓልቲ ብስሩዕ ቁጽሪ ይውከል፡ ወርሒ ከኣ ብዓቢይ ፊደል ኣይጽሓፍን እዩ።

første september tjuetretten / 1. september 2013
መስከርም ሓደ ክልተ ሽሕን ዓሰርተ ሰለስትን

2013 ዓመተ ምሕረት፡ tjuetretten (ዕስራ ዓሰርተ ሰለስተ) ወይ totusenogtretten (ክልተ ሽሕን ዓሰርተ ሰለስተን) ተባሂሉ ክንበብ ይከኣል እዩ።

ኣብ ቅድሚ እቲ ዕለት፡ መስተጻምር ክህሉ የብሉን።

Bens mor er født første september nittenførtiåtte (1.9.1948).
ኣደ በን፡ መስከረም ሓደ ብሽሕትን ትሽዓተ ሚእትን ዓርብዓን ሾመንተን ተወሊዳ።
Cecilie sender en pakke tiende august.
ሰሲልያ ብዕለት ዓስርተ ነሓሰ ጥቕሉል መልእኽቲ (መልእኽቲ ባኮ) ክትሰድድ እያ።

ዝተፈላለዩ ምውህሃዳት ናይ ኣሃዝ ክርከብ ክህሉ ይኽእል እዩ። እቲ ከም መፍለዪ ዘገልግል ነጥቢ ድማ፡ እቶም ዝስዕቡ ቁጽሪ ቁጽሪታት ተርታውያን ምዃኖም የመልክት።

1.9.13 / 1.9.2013 / 01.09.2013 
 
(den) første i niende tjuetretten
ዕለት ሓደ፡ ውርሒ ትሽዓተ ክልተ ሽሕን ዓሰርተ ሰለስተን

ወላኳ ብኣሃዝ ይጸሓፉ እምበር፡ ዕለታት første september tjuetretten ኢልካ እዮም ዝንበቡ። እቲ ወሳኒ መሳርዕ den ናይ ግድን ኣይኮነን።

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In