5 ወሰኽ LearnNoW
Oppslag i bokmålsordboka - skript
No script
MENU
5.5
5.5 Ut, ute, utenfor
Ut (ደገ ምውጻእ) ምስ ምንቅስቓስ ንጥቀመሉ። ሓደ ሰብ ካብ ገለ ቦታ ይወጽእ ከምዘሎ ንኸነስምዕ ንጠቀመሉ።
| «Kom deg ut!» sier Dina. ዲና 'ኪድ ውጻእ' ኢላ። |
| Alex går ut av Dinas rom. ኣለክስ ካብ ናይ ዲና ክፍሊ ወጺኡ። |
Ute (ደገ፣ ግዳም) ንሓደ ደው ኢሉ ዘሎ ኩነት ክነስምዕ ንጥቀመሉ። መብዛሕቱ ጊዜ "ድጋም፣ ወጻኢ'' ዝብል ትርጉም ይህብ።
| Katten sitter ute på trappa. እታ ድሙ ኣብ ደግ/ግዳም ኣብቲ መሳልል ኮፍ ኢላ ኣላ። |
| De spiser ute på terrassen. ኣብ'ቲ ኣብቲ ሰገነት ኣብ ደገ ኰይኖ ይበልዑ ኣለዉ። |
| Alex liker å være ute. ኣለክስ ኣብ ግዳም ምዃን ይብርሆ። |
ut ምስ ስም ብሓንሳብ ክንጥቀመሉ ኣይንኽእልን ኢና። ሓደ ሰብ ወይ ሓደ ነበር ኣብ ሓደ ቦታት ኣብ ደገ ኣሎ ክንብል እንተ ደኣ ደሊና፡ utenfor ( ኣብ ኣፍደገ ፣ ኣብ ወጻኢ) ክንጥቀም ኣሎና።
| Utenfor huset sitter en katt. ኣብ ኣፍደገ እቲ ገዛ፡ ሓንቲ ድሙ ኣላ። |
| Ben kjører til et kjøpesenter utenfor sentrum. በን ናብቲ ካብ ማእከል ከተማ ወጺኡ ዘሎ ማእከል ዕዳጋ ይዝውር ኣሎ። |
ሓደ ሓደ ጊዜ፡ እቲ ቦታ ኣየናይ ምዃኑ ርግጸኛታት እንተ ኰይና፡ ነቲ ብድሕሪ utenfor ዘሎ ናይ ቦታ ስም ኣይንሰምዮን ኢና።
| Cecilie og Alex går ut av butikken. Utenfor ser de Anne Olsen. ሰሲልያን ኣለክስን ካብ'ቲ ድኳን ወጹ። ኣብ ደገ ከኣ ንኣነ ኦልሰን ረኣዩዋ። |
| Cecilie sitter og ser ut av vinduet. Hun ser naboen utenfor. ሰሲልያ ብመስኮት ንደገ ገጻ ትጥምት ኣላ። ነቲ ኣብ ደገ ዘሎ ናይ ጎረባብቲ ገዛውቲ ድማ ረኣየት። |