8 ወሰኽ LearnNoW
Oppslag i bokmålsordboka - skript
No script
MENU
8.4
8.4 Begge - både (ክልቲኦም፣ ክልቲአን)
begge ን både ን ብትግሪኛ፡ ክልቲኦም ወይ ክልቲአን ማለት እዩ።
| Begge oppgavene er vanskelige. ክልቲኡ እቲ ልምምዳት ከቢድ እዩ። |
begge ርእሱ ክኢሉ ንበይኑ ክትጥቀመሉ ከም እትኽእል ኣስተውዕል፡
| Begge er lange. ክልቲኦም ነዋሕቲ እዮም። |
ብኣንጻሩ፡ Både ምስ og እዩ ዝዝውተር፡
| Både faren min og mora mi er hjemme. ኣቦይን ኣደይን፡ ክሊቲኣቶም፡ ኣብ ገዛ ኣለዉ። |
ኣብ ኖርወየኛ ካብ ክልተ ንላዕሊ ባእታታት ክንጽንብር ንኽእል፡
| Både Ben, Cecile, Dina og Alex bor i Fjordvik. በን፣ ሰሲልየ፣ ዲናን ኣለክስን (ኩሎም) ኣብ ፍዮርቪክ ይነብሩ። |