Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti 9
  2. ወሰኽ
  3. 9.3 ሓረጋውያን ግስታት

Språkvelger

9 ወሰኽ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
    • 9.1 ጥምሮ ኣስማት
    • 9.2 Som (ከም፣ ዝ-)
    • 9.3 ሓረጋውያን ግስታት
    • 9.4 Ikke heller
    • 9.5 ክንክን ጥዕና ኣብ ኖርወይ

Oppslag i bokmålsordboka - skript

No script
MENU

9.3

9.3 ሓረጋውያን ግስታት

ሓደ ግሲ ምስ ካልእ ቃል ክጽመድ ከሎ፡ ካብ'ቲ መቦቆላዊ ትርጕሙ ዝተፈልየ ትርጕም ከስምዕ ይኽእል። ኣብ ምዕራፍ 7 ብዛዕባ å se ut ተመሂርና ነይርና። ኣብ'ዚ ዝስዕብ ከኣ ገለ ካብ å se ዝቖሙ ቃላት ቀሪቦም ኣለዉ፡

Du ser fin ut!
ጽቡቕ ዘለኻ ትመስል!
Se opp for toget!
ባቡር ከይትሃርመካ ተጠንቀቕ! (ዓይንኻ ርአ!)
Jeg ser etter Alex.
ንኣለክስ እደልዮ ኣለኹ!
Vi ser på TV.
ተለቪሽን ንርእይ ኣሎና።

ካልኦት ኣብነታት፡

Cecilie fyller ut et skjema.
ሰሲልየ ወረቐት ቅጥዒ ትመልእ ኣላ።
Ben regner ut dimensjoner.
በን ናይ ዕቅናት ሕሳብ ይገብር ኣሎ።
Det høres ut som Justin Bieber.
ንጃስቲን ቢቨር ይጥዕም።
Hun står opp klokka sju.
ስዓት ሸውዓተ ትትስእ።
Alex kaster opp.
ኣለክስ የምልስ ኣሎ።
Dina vasker opp.
ድና ኣቑሑት ትሓጽብ ኣላ።
Det kommer til å gjøre litt vondt.
ቁሩብ ክሕምመካ እዩ።
Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In