9 ወሰኽ LearnNoW
Oppslag i bokmålsordboka - skript
No script
MENU
9.4
9.4 Ikke heller (ወላ ሓደ ካብኦም፣ እዚ ኮነ እቲ)
እቲ ኣሉታዊ ኣበሃህላ ናይ ተውሳኸ ግሲ også (እውን፣ ከማን): Ikke heller እዩ። ትግርኛ ብቐጥታ ንዕኡ ዝመስል ኣበሃህላ የብሉን፤ ግን ካብ ክልተ ኣማራጺታት ወላ ሓድ እንተ ዘይደሊኻ ወይ ዘይፈቲኻ ዝዝውተር ኣበሃህላ እዩ።
| Jeg liker kaffe. Jeg liker te også. ቡን እፈቱ። ሻሂ እውን እፈቱ። |
| Jeg liker ikke kaffe. Jeg liker ikke te heller / Jeg liker heller ikke te. ቡን ኣይፈቱን እየ። ወላ ሻሂ'ውን ኣይፈቱን እየ። (ቡን ይኹን ሻሂ ኣይፈቱን እየ።) |
