Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. ድሕረ ባይታ
  3. ካልኦት ቋንቋታት

Språkvelger

ሓበሬታ LearnNoW

×
  • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
  • ሰሌዳ ትሕዝቶ
  • መምርሂ
  • ድሕረ ባይታ
    • ቋንቋ ኖርወይ
    • መሳርዓት ቋንቋ ኖርወይ
    • ካልኦት ቋንቋታት
    • ዝሩብ ቋንቋ ኖርወይ
  • ዝጽዓን
MENU

Andre språk i Norge

ካልኦት ቋንቋታት ኖርወይ

ውሑዳን ሃገራውያን ጉጅለታት

ኣብ'ዚ እዋን እዚ፡ ኣብ ኖርወይ፡ ንሳሚ ከም ቋንቋ ኣዲኦም ዝጥቀምሉ ኣስታት 20 000 ዝዀኑ ሰባት ኣለዉ። ሳሚ ምስ ቅርጫፍ ቋንቋታት ፊኖ ኡግሪክ እዩ ዝምደብ። ብዕድሜኡ ድማ መሰታ ኖርወየኛ ክኽውን ይኽእል እዩ። ማዕረ ማዕረ ኖርወየኛ ኣብ ገሊአን ምምሕዳራት ሰሜናን ኖርወይ ወግዓዊ ሃገራዊ ቋንቋ እዩ።

እቶም ኣብ ኖርወይ ንነዊሕ እውን ዝጽንሑ ጉጀለታት፡ ከም ውሑዳን ሃገራውያን እዮም ዝቑጸሩ። እዚኣቶም ከኣ፡ ክቨንስ (ክቨንስ ዝዛረቡ)፣ ኣይሁድ (ዪዲሽ ወይ'ውን ዘመናዊ ዕብራይስጢ ዝዛረቡ)፣ ፎረስት ፊንስ (ናይ ጫካ ፊንኣውያን) ተባሂሎም ዝፍለጡ ጉጅለ (ኖርወየኛ ንፊንያዊ ተኪኡዎ)፣ ሮም ወይ ጅፕሲስ (ሮም)፡ ከምኡ'ውን ህዝቢ ሮማኒ እዮም። ዳርጋ 4000 ዝኾኑ ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም ሰባት ከኣ ኖርወየኛ ቋንቋ ምልክት ይጥቀሙ።

ወጻእተኛ ቋንቋታት

መብዛሕቶም፡ ካብ 60 ንታሕቲ ዝዕድሚኦም ኖርወያውያን፡ እንግሊዘኛ ኣብ ቤት ትምህርቲ ተማሂሮም እዮም። ገሊኦም ኣርግቶት ኖርወያውያን ምስ ወጻእተኛታት ብእንግሊዘኛ ንኽዋስኡ እጽግሞም እዩ፤ ንመንእሰያት ግን ኣይጽግሞምን እዩ። ኣብ'ዚ እዋን እንግሊዘኛ፡ ኣብ ኖርወይ ፡ንዓለምለኻዊ ርክባት ዘገልግል እቲ ብዙሕ ኣገዳስነት ዘለዎ ወጻእተኛ ቋንቋ ኮንይኑ፤ ቅድሚ ጀርመንን ፈረሰኛን ይስራዕ።

ዓሰርተ ሚእታዊ ዝኸውን ካብ ህዝቢ ኖርወይ ስደተኛታት ስለዝዀኑ፤ ናይ ብዙሓት ሰደተኛታት ቋንቋ ኣደ፡ ኖርወየኛ ኣይኮነን። ኣብ'ዚ እዋን፡ ኣብ ቤት ትምህርታት መባእታ ኖርወይ፡ ኣስታት 120 ዝዀኑ ዝተፈላለዩ ቋንቋ ኣደ ይርከቡ። ንስዊድነኛን ደንማርከኛን ወሲኽካ፡ ካብ'ቶም ዓብለልቲ ናይ ሰደተኛ ቋንቋታት ኡርዱ፣ ቬትናምመኛ፣ ሶማለኛ፣ ፋርሰኛን ቱርክን ክጥቀሰ ይከኣል።

Olaf Husby, ጥቅምቲ 2010

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In