Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. ድሕረ ባይታ
  3. ዝሩብ ቋንቋ ኖርወይ

Språkvelger

ሓበሬታ LearnNoW

×
  • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
  • ሰሌዳ ትሕዝቶ
  • መምርሂ
  • ድሕረ ባይታ
    • ቋንቋ ኖርወይ
    • መሳርዓት ቋንቋ ኖርወይ
    • ካልኦት ቋንቋታት
    • ዝሩብ ቋንቋ ኖርወይ
  • ዝጽዓን
MENU

Muntlig norsk

ዝሩብ ኖርወየኛ

ኣየናይ ቅዲ ዝሩብ ኖርወየኛ ኢኻ እትመሃር?

ዝተማዕረየ ወግዓዊ ዝሩብ ኖርወየኛ ስለዘየለ፡ እቶም ኖርወየኛ ከም ካልኣይ ቋንቋ ዝመሃሩ ተመሃሮ፡ ኣብ መንጎ እቶም ዝዝረቡ መሳርዓት ኖርወየኛ (ላህጃታት)፡ ናይ ቃላት፣ ቃናን ዝርዝር ድምጺ ዘረባን ዝኣመሰሉ ፡ ኣዚዮም ዓበይቲ ፍልልያት ክዕዘቡ ይኽእሉ'ዮም። ኣብ ልዕሊ እዚ ከኣ፡ ክልተ ናይ ጽሑፍ ስርዓታት፡ ቡክሞልን ኒኖሽክን፡ ኣለዉ።

ኣብ'ዚ ናይ ትምህርቲ መደብ'ዚ፡ ቡክሞል ኢኹም እትመሃሩ። ኣብ ቡክሞል ኣማራጺ ቅድታት ይርከቡ። ኣብ'ዚ መደብ ትምህርቲ፡ ንላህጃ ኦስሎ ዝመሳሰሉ ቅድታት ክንጥቀም መሪጽና ኣለና።

እዞም ዝተፈላለዩ ላህጃታት፡ ዝተፈላለዩ ዝርዝራት ድምጺ ዘረባ ኣለዎም። ኣብ'ዚ መደብ ትምህርቲ'ዚ፡ ስርዓት ድምጺ ማእከላይ ምስራቓዊ ኖርወየኛ ከም መወከሲ ክንጥቀም ኢና። ማእከላይ ምስራቓዊ ኖርወየኛ ናይ እቶም ኣብ ከባቢ ኦስሎ ዝዝረቡ ላህጃታት ሓፈሻዊ መጸዋዕታ እዩ። መማህራ ካብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ኖርወይ ስለዝመጹ፤ ኖርወየኛ ክዛረቡ ከለዉ ናይ ኣውራጃኦም ቅድታት ቃና እዮም ዝጥቀሙ። ኣብ መባእታዊ ትምህርቲ ንዓበይቲ ድማ፡ መብዛሕቱ ጊዜ፡ እቲ ኣውራጃዊ ቃና ዝሓዘለ፡ ስርዓት ጽምጺ ማእከላይ ምስራቓዊ ኖርወየኛ ዝተመስረተ ዝሩብ ቡክሞል እዩ ዝዝውተር። ብሓጺሩ፡ ነዚ ቅዲ ኖርወየኛ'ዚ 'ዝሩብ ቡክሞል' ኢልና ክንጽውዖ ኢና።

ኖርወያውያን ብሓፈሻ ላህጃታት እዮም ዝዛረብ። ገሊኦም ላህጃታት ካብ ካልኦት ብዝበለጸ ናብ ዝሩብ ቡክሞል ይቐርቡ። ብሓፈሻ ኖርወያውያን ምስ ወጻእተኛታት ክዛረቡ ከለዉ ንኣዘራርባኦም ናብ 'ዝሩብ ቡክሞል' ንምቕያር ስለዝወላወሉ፡ ጀመርቲ ተመሃሮ ነቶም ኣዘራርባኦም ናብ ዝሩብ ቡክሞል ከይቀየሩ፡ ትኽ ኢሎም ብስርዓታት ላህጃ ጥራሕ ዝዛረቡዎም ኖርወያውያን ንኽርድኡዎም ክጽገሙ ይኽእሉ እዮም።

Olaf Husby, ጥቅምቲ 2010

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In