Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti 10
  2. ወሰኽ
  3. 10.2 ኩነታት ኣየር

Språkvelger

10 ወሰኽ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
    • 10.1 ሕማማት
    • 10.2 ኩነታት ኣየር
    • 10.3 Å synes - å tro
    • 10.4 ቅጽል ካብ ተውሳኸ ግሲ
    • 10.5 ከንደይ ኣዘውቲርካ?
    • 10.6 ሰውነት

Oppslag i bokmålsordboka - skript

No script
MENU

10.2

10.2 ኩነታት ኣየር፣ ኣዋርሕ፣ ወቕትታት

Vær, måneder, årstider

Regn Sol Vind

ኣብ ኖርወየኛ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ተጠቒምካ ኩነታት ኣየር ክትገልጽ ትኽእል፤

Det + verb:

Det regner.  ዝናብ ይወቅዕ ኣሎ።
Det snør.  በረድ ይወድቕ/ይሃርም ኣሎ።
Det blåser. ይነፍስ ኣሎ፣ ንፋስ ኣሎ።

Det er + substantiv:

Det er snø. በረድ ይወድቕ፣ ይሃርም ኣሎ።
Det er regn.  ዝናብ ይወቅዕ ኣሎ።
Det er vind. ንፋስ ኣሎ፣ ይነፍስ ኣሎ።
Det er sol.  ጽሓይ ኣሎ። ጽሓይ ወጺኣ ኣላ።
Det er tåke. ግመ ኮይኑ ኣሎ።

Det er + adjektiv:

Det er kaldt. ቁሪ እዩ፣ ቆራሪ እዩ።
Det er varmt. ሙቐት እዩ፣ ሞይቁ ኣሎ።
Det er fint/pent (vær).  ምቹእ፣ ጥዑም ንፋስ/ኩነታት ኣየር ኣሎ።
Det er surt. ቁሪ ኣሎ፣ ኣሰሓይታ ኣሎ።
Det er overskyet. ተደባንዩ ኣሎ፣ ደመና ኣሎ።

En temperatur (ሙቐት)

en varmegrad 
 
Det er fire varmegrader/plussgrader i dag.
ኣርባዕተ ዲግሪ ልዕሊ ባዶ እዩ ዘሎ ሎሚ።
en kuldegrad
 
Det er ti kuldegrader/minusgrader i dag.
ዓሰርተ ዲግሪ ትሕቲ ባዶ እዩ ዘሎ ሎሚ።

En måned (ወርሒ)

1. januar 7. juli
2. februar  8. august
3. mars 9. september
4. april 10. oktober
5. mai 11. november
6. juni 12. desember

Ei årstid (ወቕቲ)

en vår ኣየት
en sommer  ክልረምቲ
en høst ቀውዒ
en vinter ሓጋይ

Vinter

Preposisjoner (መስተዋድድ)

i vinter እዚ ሓጋይ እዚ
om vinteren  ሓጋይ ሓጋይ
i januar, i februar, i mars, etc.
Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In