10 ወሰኽ LearnNoW
Oppslag i bokmålsordboka - skript
MENU
10.3
10.3 Å synes - å tro (ሓሰበ፣ መሰለ፣ ኰይኑ ተራእየ፣ ኣመነ)
ግሲታት å synes ን å tro ን ከም ኩነታቱ ዝተፈላልየ ትርጉም ይህብ ብትግርኛ፤ ኣብ ኣጠቓቕማኦም ድማ ካብ ኖርወየኛ ፍልልይ ኣለዎም።
ናይ ውልቅኻ ርእይቶ (ኣብ ተመኵሮኻ ተመርኵስካ) ንኽትገልጽ å synes ትጥቀም፡
Jeg synes at sjokoladen er god. (synes = ምሕሳብ፣ ምርካብ) ነቲ ቾኮላታ ጥዒመዮ፤ ጥዑም ኰይኑ ከኣ ረኺበዮ። |
ብዛዕባ እቲ እትዛረቦ ርግጸኛ እንተ ዘይኰይንካ å tro ትጥቀም፡
Jeg tror at sjokoladen er god. (tro = እሓሰብ፣ እመስለኒ) ነቲ ቾኮላታ ገና ኣይጠዓምኩዎን፤ ግን ጥዑም እዩ ኢለ እኣምን/ ግን ጥዑም እዩ ዝመስለኒ። |