10 ወሰኽ LearnNoW
Oppslag i bokmålsordboka - skript
No script
MENU
10.4
10.4 ቅጽል ካብ ተውሳኸ ግሲ
ንተግባር ዝገልጹ ተውሳኸ ግስታት መብዛሕቱ ግዜ ንኣጕል ቅዲ ናይ ቅጽል ይመስሉ።
| ቅጽል | ተውሳኸ ግሲ |
| Dina er rask. ዲያና ቅልጥፍቲ እያ። |
Dina løper raskt. ዲያና ቀልጢፋ ትጐዩ። |
| Hun er pen. መልክዐኛ እያ። |
Hun smiler pent. ኣመልኪዓ ትስሕቕ። (ክትስሕቕ ከላ የመልክዓላ) |
| Treneren er høy. እቲ ኣሰልጣኒ ነዊሕ እዩ። |
Han snakker høyt. ዓው ኢሉ ይዛረብ። |