12 ወሰኽ LearnNoW
Oppslag i bokmålsordboka - skript
No script
MENU
12.1
12.1 ቃላት ብዛዕባ በረድ
ኣብ ኖርወየኛ ንበረድ ዝገልጽ ብዙሕ ቃላት ኣሎ፤ እዞም ዝስዕቡ ቁሩብ ካብ እቶም ቀንዲ ፍሉጣት እዮም፡
| et snøvær | በረዳዊ ኩነታት ኣየር |
| en snøstorm | ኣይሂ በረድ |
| en snøfokk / et snødrev |
ህቦብላ፣ ንፋስ ዝተሓወሶ ምውዳቕ በረድ |
| en drivsnø | ህቦብላ፣ ንፋስ ዝተሓወሶ ምውዳቕ በረድ |
| ei snøfonn | ኩምራ በረድ (ንፋስ ዝኣከቦ ኩምራ በረድ) |
| en brøytekant | ኩምራ በረድ (ኣብ ደንደስ መንገዲ ዝተኰመረ በረድ፣ ሰብ ግሒጡ ዝኣከቦ) |
| en klabbesnø | ዝተጣበቐ በረድ (ንኣ. ኣብ ትሕቲ መንሻተቲ) |
| en løssnø | ዝተፈራኸሸ በረድ፣ ዘይተጨበጠ |
| en skare | ቅርፍቲ በረድ፣ ዝበረደ ጠረዝ፣ ደረቕ ሽፋን በረድ |
| et slaps | ብኸፊል ዝመኸኸ በረድ |
| et sludd | ጨፋቕ፣ ጥልቁይ በረድ |
| en tørrsnø | ንቑጽ፣ ደረቕ በረድ |
| et snøfnugg | ቅርፍራፍ፣ ጽልጻል በረድ |
| ei snøfille | ገዚፍ ጽልጻል በረድ |
| kram snø | ኣዋል፣ ዝኣወለ በረድ (ኩዕሶ በረድ ንምስራሕ ዝምጭእ) |