12 ወሰኽ LearnNoW
Oppslag i bokmålsordboka - skript
No script
MENU
12.3
12.3 Man (ሓደ ሰብ)
Man ዘይውሱን ክንዲ ስም እዩ። ንሰባት እዩ ዘመልክት፡ ግን ንዘይውሱናትን ዘይፍሉጣት ሰባት እዩ ዘመልክት፡
| Man spiser ribbe på julaften. ድሮ ልደት ስጋ መሰንገለ እዩ ዝብላዕ። |
| I Norge bruker man flagg på juletreet. ኣብ ኖርወይ ኣብ ገረብ ልደት ባንዴራ ይሰቕሉ። |
En እዋን ብኸም'ዚ ኣገባት ንጥቀመሉ ኢና፡
| En kan studere norsk på Internett. ሓደ ሰብ ብኢንተርነት ኖርወየኛ ክመሃር ይኽእል እዩ። |
