Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti 12
  2. ወሰኽ
  3. 12.5 ዝውታሬን ህርመትን

Språkvelger

12 ወሰኽ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
    • 12.1 ቃላት ብዛዕባ በረድ
    • 12.2 Det (ንሱ/ንሳ፣ ንነገራት)
    • 12.3 Man (ሓደ ሰብ)
    • 12.4 ፋሲካን 17 ግንቦትን
    • 12.5 ዝውታሬን ህርመትን
      • Oppgave 1
      • Oppgave 2
      • Oppgave 4
      • Oppgave 7
      • Oppgave 11
      • Oppgave 12
      • Oppgave 15
      • Oppgave 16

Oppslag i bokmålsordboka - skript

No script
MENU

12.5

12.5 ዝውታሬን ህርመትን

እዞም ካብ Flyt og rytme ዝብል መጽሓፍ ዝተወስዱ ዝስዕቡ ልምምዳት፡ ምልከተ ዝሩብ ኖርወየኛ ንኸተጥርን ቃና ኣዘራርባኻ ኸኣ ናብ ባህርያዊ ኖርወየኛ ንኽቀራረብ ክሕግዙኻ እዮም። ኣብ እዋን ልምምድ፡ ምስ ቡክሞል ዝዛረቡ ካብ ዝተፈላለየ ክልፍልታት ኖርወይ ዝመጹ ተዛረብቲ ክትዓዪ ኢኻ።

ከም ልሙድ፡ እዞም ልምምዳት መምህር እዩ ዝመርሖም። ነቶም ብግልኹም ዘጽኑዑ ተመሃሮ፡ ሰፊሕ መምሪሒ ክንህበኩም ኣይኽእልን ኢና፤ ግን ቁሪብ መርሒታት ኣብ ታሕቲ ኣቕሪናልኩም ኣለና።

ብኸመይ ከም እትለማመድ፡

  • ካብ'ቲ ኣብ ጸጋማይ ኢድ ዘሎ ዝርዝር ልምምድ ምረጽ። ምስቲ ናይ ገጽ ትብ A ስራሕ፣ ድሕሪኡ ብትብ B ስራሕ።
  • ነቲ ኣብ ጸጋማይ ወገን ዘሎ መልጎም ጠዊቕካ፡ ልክዕ ከም'ቲ እትሰምዖ ድምጺ ገይርካ ከተጽምጽ ፈትን።
  • ንኹሎም ነቶም ድምጽታት ብሓባር ከም ሓደ ሰንሰለት ኣተሓሒዝካ ኣድምጾም።
  • ነቶም ዝጽቀጡ ጥምሮ ፊደላት ኣሐይልካን ኣዋዕዊዕካን፡ ነቶም ዘይጽቀጡ ድማ ኣትሒትካን ኣሕጺርካ ኣድምጾም።
ነፍሲ ወከፍ ዓምዲ ሓደ ዓይነት ቅዲ ቃና ዘለዎም፡ 12 ምሉኣት ሓረጋት ኣለዎ። ቁጽሪ 1-3 እዚ ዝስዕብ መስርዕ ኣለዎም፡
ቁጽሪ ዘረባ ስቕታ ዘረባ ስቕታ
ቅድመ ነቲ ምሉእ ሓሳብ ኣድምጾ፤ ድሓር ነቲ ዝሰማዕላዮ ድገሞ።
  ስማዕ
ተዛረብ
ስማዕ
ተዛረብ
ንሓረጋት 1-3 ክትለማመድ ከለኻ፡ ነቲ ኣብኡ ዘለኦ ቃናዊ ቅዲ ክትምልኮ እዩ ሓሳብና። ኣብ ቁጽሪታት 4-12 እቲ ተርታ ከም'ዚ ዝስዕብ ተቐይሩ ኣሎ፡
ቁጽሪ ስቕታ
ተዛረብ
ዘረባ
ስቕታ
ስቕታ
ተዛረብ
 

ኣመዓባብላ ናይ'ዚ ልምምዳት እንተ ደኣ ቀልጢፉካ፡ ንመጽሓፍ Flyt og rytme ክትጥቀምን፡ ነቲ ኣብኡ ዘሎ ምሉእ ጥምሮ ልምምዳት ክትዓዮን ንምዕደካ።

12.5 Boka

Flyt og rytme ካብ ዝኸነ ቤት መሸጣ መጽሓፍቲ ክትገዝኦ ትኽእል ኢኻ፤ ንኣብነት ኣብ www.abstrakt.no.

Husby, Olaf (2008)
Flyt og rytme. Oslo
Abstrakt forlag AS
ISBN 978-82-7935-256-3

እዚ መጽሓፍ እዚ፡ ሓደ ካብ ኣርባዕተ ንዓኡ ዝመሳሰሉ መጻሕፍቲ፡ ንኣደማምጻ ኖርወየኛ፡ ምልከትን ቃና ኣዘራርባን፡ ንኸተመሓይሽ ንኽሕግዘካ ዝዓለመ እዩ።

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In