Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti 12
  2. ወሰኽ
  3. 12.4 ፋሲካን 17 ግንቦትን

Språkvelger

12 ወሰኽ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
    • 12.1 ቃላት ብዛዕባ በረድ
    • 12.2 Det (ንሱ/ንሳ፣ ንነገራት)
    • 12.3 Man (ሓደ ሰብ)
    • 12.4 ፋሲካን 17 ግንቦትን
    • 12.5 ዝውታሬን ህርመትን

Oppslag i bokmålsordboka - skript

No script
MENU

12.4

12.4 ፋሲካን 17 ግንቦትን

Påske og 17. mai

Påske

Vi feirer påske til minne om at Jesus døde og sto opp igjen. Påsken begynner på palmesøndag. Torsdag og fredag har alle fri, og skoler og butikker holder stengt. Torsdagen kaller vi skjærtorsdag, og fredagen kaller vi langfredag. Lørdagen er påskeaften. Butikkene er åpne denne dagen, men ikke så lenge. Mandagen etter påskeaften er også en helligdag.

I påsken reiser mange nordmenn på ferie. Mange drar til hytta for å gå på ski og for å være sammen med familien sin. Noen reiser også til utlandet.

Påske på fjellet

ናይ ክርስቶስ ሞትን ትንሳኤን ንምዝካር ፋሲካ ነብዕል። በዓል ፋሲካ ካብ ሰንበት ሆሳእና እዩ ዝጅምር። ሓሙስን ዓርብን ህዝባዊ በዓል ስለዝኾነ ቤት ትምህርትን ድኳናት ዕጽው እዩ። ሓሙስ «skjærtorsdag» (ሓሙስ ምሕጻብ እግሪ) ተባሂሉ ይጽዋዕ፤ ዓርቢ ከኣ «langfredag» (ዓርቢ ሕማማት፣ ዓርቢ ስቕለት) ተባሂሉ ይጽዋዕ። ቀዳም «påskeaften» (ድሮ ፋሲካ፣ ቀዳም ስዑር) ተባሂሉ ይጽዋዕ። እዚ መዓልቲ ድኳናት ንዝተወሰኑ ስዓታት እዮም ዝኸፈቱ። ድሕሪ ሰንበት ፋሲካ ዘሎ ሰኑይ እዋን ህዝባዊ በዓል እዩ።

ብዙሓት ኖርወያውያን ኣብ ፋሲካ ንዕረፍቲ ይገሹ። ብዙሓት ምእንቲ ናይ በረድ ምንሽታት ክጻወቱ ናብ ናይ ዕረፍቲ ጎጆታቶም ምስ ስድራቤታቶም ይኸዱ። ገሊኣቶም ከኣ ንወጻኢ ይገሹ።

17. mai

17. mai er Norges nasjonaldag. Vi feirer denne dagen fordi Norge fikk sin egen grunnlov (konstitusjon) den 17. mai i 1814.

17. mai er barnas dag. Barna går i tog, korpsene spiller i gatene, og alle feirer og er glade. Barna spiser pølser og is og drikker brus.

17 mai-tog

17 ግንቦት ናይ ኖርወይ ሃገራዊ በዓል እዩ። ነዚ መዓልቲ እነብዕሎ ከኣ፡ ኖርወይ ብ17፡ ግንቦት 1814 ናይ ገዛእ ርእሳ ቅዋም መንግስቲ ዝመስረተትሉ ስለዝኾነ እዩ።

ግንቦት 17 ናይ ሕጻናት መዓልቲ እዩ። ሕጻናት ንሰልፊ ይወጹ፤ ናይ ማርሽ ባንድታት ኣብ ጎደናታት ይጻወቱ፤ ኩሉ ሰብ ከኣ ከብዕልን ክሕጎስን ይውዕል። ሕጻናት ከኣ ግዕዝምን (ሶሰጅ) ጀላቶን ይበልዑ፤ ሶዳ ከኣ ይሰትዩ።

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In